Topic: SUICIDE PREVENTION AND INTERVENTION TRAINING (SPIT) FOR REFUGEES AND DIASPORA
ምግለጺ (Description):
ስልጠና ምክልኻል ነብሰ-ቕትለት ኣብ መንእሰያትን ኮተቴን፡ ትምህርቲ ንስደተኛታትን ዲያስፖራን
ዕላማታት ትምህርቲ
ኣብ መወዳእታ ናይዚ ስልጠና እትረኽብዎ ትምህርቲ፤
- ቀንዲ ኣጠንቀቕትን ምልክታትን ነብሰ ቅትለት
- ምስ ነብሰ ቅትለት ዝተኣሳሰሩ ተኸላኸልትን ጎዳእትን ረቛሒታት
- ምስ ነብሰ ቅትለት ዝተኣሳሰሩ ቀንዲ ናይ ስነ-ኣእምሮ ጸገማትን ምልክታቶምን
- ወለድን ማሕበረሰብ ዲያስፖራን ኣብ ሓደጋ ንነብሰ ቅትለት ንዘለው መንእሰያትን ኮተቴን ብኸመይ ክሕግዙ ይኽእሉ
- ነብሰ ቅትለት ንምክልኻልን ንዝተጸገመ ሰብ እትሕግዘሉ ሞዴልን ሜላታትን- QPR (Question, Persuade, Refer)
The presenters are Dr. Yacob Tekie, Licensed Psychologist, Executive Director of Tesfa-House Psychotherapy & Consulting LLC as well as Sabrina Sahle, LICSW, Psychotherapist.
ኣቕረብቲ ስልጠና፡ ዶ/ር ያቆብ ተኪኤ፡ ኪኢላ ስነ-ልቦናን ኣካያዲ ስራሕ ተስፋ-ሃውስ ኮንሳልቲንግን ወ/ሮ ሳብሪና ሳህለ፡ ክኢላ ስነ-ልቦናን።